|
|
(Stockholm) ካብ 1ይ . 9ይ ክፍሊ ስካርፕኔክ ( (skarpnäck)ሪንክቢ (Rinkeby) መዋእለ ህጻናት ኣብ ሮግስቬድ( Rågsved )
ቤት ትህርትና ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ስቶክሆልም ሓደ ነብሱ ዝኻአለ ቀደማይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ከይኑ ምሰናይ ሺዊዴን ስርዓተ ትምህርቲ ተጣሚሩ ፡ ንኽሉ ተማሃረይ ካብ ኣየናይ ባህልን መበቆልን ከምዝመጻ ብዘይገድስ ንኹሉ ኩፋት አዩ።
እቲ ቀዳማይ ዓላማና እብቲ መጀመርታ ዓመት ንጀመርቲ ተማሃሮ ተወሳኺ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛን ሽወዲንን ብዝያዳ ን 0 ክፍሊ ይደቅጥ እቲ ኻልእ ዓይነታት ትምህርቲ ካአ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ይዋሃብ»
ንብ ዝሓላፊ 2004 መወደእታውን ን ተማሃሮ 6 ክፍሊ ቋንቋ ፈረንሳ አታአታቲና አሎና። ንብቃዓት ተማሃሮና ክብ ንምባል፡ መምህራን ቋንቋ እንግሊዝኛን ፈረንሳይን ቀዳማይ ቋንቋም ኢዩ። ብተወሳሂ ድማ ናይ ኮምቲውተር ትምህርቲ ንህብ ኢና። መምርሒታትና አብ ምምሃር ኮምፒዩተር ዘመናዊ ዝኸኑ ቅዲ ጥራይ ኢና ንኽተል።
|
|
|
|
|
ንምሕያን ክእለትን ብቁዓትን ተምህሮና ኣብ ማሕበራዊን ዘርአዊ ሞራላዊ ጉዳያት ቦታኦም ብብቅዓቲ ንምድህሳስ ብዘኽእሎም ነጻነት ንኽዋስኡ ምጽዓር። ኣብ ሕብረተሰብ ድማ ሓላፍነታውያን ኮይኖም ንኻዓብዩን ብሕታዊ ነጻነቶም ንምክዕባት
|
|
|
|
|
እቲ ቀንዲን ኣገደስን ሸቶና ድማ ኩሎም ተማሃሮ ነጻነት ሃሊዋም፡ ብዘተኣማምን ድሕነት ብዛዕባ ቤት ትምህርቶም ኣወንታዊ ኩሉ ንካሓሰቡ ንምትብባዕ ኢዩ። ኣብ ቤት ትምህርቱ ዑጉብ ዝኾነ ተምሃራይ ዝያዳ ይማሃር
|
|
|
ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ስቶክሆልም ኣምር ፍልጠት ካብ ሓፍሻዊ ብሕታዊ ተቦጉሶ ዝመንጨወ ንምግባሩ ተማሃሮ ናይ ገዛእ ርእሶም ብቅዓትዝድህስስሉ ደኣ እም በር .ፍልጠቶም ኣብ ውስን ዓይነት ትምህርቲ ዝውሰንን ከውንነታዊ ትዕድልቶም ዘዛሕትል ኣይኮነን። ስለዚ ብዝ ካኣል መጠን ኣብ መንጐ ዓይነታት ትምህርቲ ዘሎ ደረታት ኣብ ዝተሓተ መጠኑ ኣውርድና ሓባራዊ ቴማ ሰራሕ ፈጢርና ኣብ ናኣሽቱ ክፍልታት ቡሉጽ ፍልጠትን ምሩጽ ዓይነትን ንምግባሩ ቀንዲ ጭርሖና ኢዩ።
|
|
|
|
|
ቤት ትምህርትና በብእዋኑ ምስ ውለዲ ንምርኻብ መደባት ይእምም ንምምዕባል ኣብ ዘተኩሩ ኣኼባታትን ዋዕላ ወለዲን ብውሑዱ ክልተ ግዜ ኣብ ክልቲ ኡ ፈረቃታት ኣብ ላዕሊ ኮምዝተጠቀሰ ደማ ከኮም ኣገደሰነቱ ርክባት ነካይድ። ወላዲን ካሎኦት ጉዱነት ኣካላትን ቤት ትምህርትና ንምብጻሕ ኩፋትን ንምቅ ባልኩም ዝህንጠን ኢዩ። ተነጽሎን ዓሌታውነትን
|
|
|
ከመሰረተ ሕጋጋት ቤት ትምህርቲ ነብሰ ወከፍ ሰራሕተኛ ቤት ትምህርቲ (24 ሰባት) ኣብምውገድ ኩሎም ዓይነታት ምግሃስ ናኣብነት ከምተነጽሎን ዓሌታውነትን ግድነታዊ ሓላፊነት ኣሎዋም። ቤት ትምህርትና ነዚብዝምልከት ሓደ ኮሚቴ መሰሪቱ ኢዩ። ተልዕኮኡ ካኣ ነዞም ከምዚ ዘኣመሰሉ ጸጋማት ንምብደህን ንምክልኻ ሎምን ኢዩ።
|
|
|
|
|
ኩሉና ኣብ ቅድመ ትምህርቲ ወይ ማዋአለ ህጻናት እንስርሕ ኩሉና ቆሉዑትና ክዓግቡን ናብ ቤት ትምህርቲ ናይ ምኻድ ድሌቶም ንምዕዛዝ ኢዩ። ጸዕርና ከመይ ገይርና ንምሰጠም ናይ ምምሃር ድሌቶም ንምምዕባልን ከምኡ ደማ ከባቢኦም ንምድህሳስን ንምርካቡን ዘለዋም ድሌት ንምብርባሩ ኢዩ።
|
|
|
|
|
ድሕሪ ሰዓታት ትምህርቲ ከመምርሒታት ዝተሰነየ ንጥፈታት ተማሃራይ ንህብ። እዘም ነጠፈታት እዚኦም ከፍልጠት ዘደልቡ መምርሒታትን ሓገዛትን ዕዬ ጋዛን ዘጠቃልሉ ኢዬም።
|
|